እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

20 ሰነ፡ ኅንጸተ ቤታ፡ 21 ሰነ ቅዳስ ቤታ ( ደብረስ ሲና )

0 likes

20 ሰነ፡ ኅንጸተ ቤታ፡ 21 ሰነ ቅዳስ ቤታ ( ደብረስ ሲና )

ደብረ ሲና ( 21 ሰነ ማርያም ዯብረሲና)
ህንጸተ ቤታ ቅዲሰ ቤታ, በስመ ኣብ ወወሌዴ ወመንፈስ ቅደስ ኣሃደ ኣምሊክ ኣሜን!!  ዯብረሲና፡ ኣብ ኤርትራ ዒቢ በዒሌ ኣዳና ዴንግሌ ማርያም’ዩ፡ ዯብረ ሲና ኣብ ግብጺ፡
ዯብረ ሲና ኣብ ኤርትራ፡ 21 ሰነ ንምንታይ ብፍለይ ይኽበር፧ 20 ሰነ ህንጸተ ቤታ 21 ሰነ  ቅዲሰ ቤታ’ዩ፡ ጎይታናን ኣምሊኽናን መዴሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዴኻምና ስሇዝፈሌጥ
ንዴሕነለ ብዙሕ መንገዱ ከፊቱሌና’ዩ! ስግኡን ዯሙን ግን መዛዘሚ’ዩ!! ሰብ ዝሓስቦ ንኽፍጽም እቲ የዴሌየኒ’ዩ ዝብል ይመርጽ’ዩ! ኣምሊኽና ኽኣ ነዳና ዴንግሌ ምርያም ኣዲሇዋን ሓረያን!!  ንዒና ኽኣ ኣዯ ዴሕነትና ኽትከውን ሃበና! ሓዯ ካብቲ ተስፋታት ክኣ ብስም ኣዳና ዴንግሌ  ማርያም ቤተክርስትያን ዝሰርሐ ዝብሌ’ዩ፡ ቅዴሚ ዯቂ ሰባት ግን ቤተክርስትያን ኣዳን ዴንግሌ  ማርያም ክስራሕ ዝፈቐዯን ዝሰርሐን ጎይታናን ኣምሊኽናን መዴሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ’ዩ!!

was this post useful and relevant to you? let us know leave a comment

{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.singularReviewCountLabel }}
{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.pluralReviewCountLabel }}
{{ options.labels.newReviewButton }}
{{ userData.canReview.message }}

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.