The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com


Monthly Archives: MAY 2021


ርሑስ በዐለ ትንሳኤ 

Posted by admin on 05/02/2021 | Viewed 910 times
 

 ርሑስ ዓብዪ ጾም ይግበረልና!!


 1   ዘወረደ      ቅድስት         3- ምኩራብ         4 መጻጉዕ           5-ደብረዘይት    

  6-ዘ ገብርኄር      7- ኒቀዲሞስ  

  8 -ሆሳእና          (ሕማማት: ዓርቢ ስቕለት ቀዳም ስዑር )      ትንሳኤ

 

                                                                                                  ትንሳኤ


                                                           

ርሑስ በዓለ ትንሳኤ! እንቛዕ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ኣብጽሓና! ንዓመታ ብሰላም የጽናሓና!!

  ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሓቂ ተንሲኡ!! ስለ ክቡር ስሙ ይኽበር ይመስገን!! ተንሲኡ ክብሃል ምስትውዓል ንዝጎደሎ ትርጉም የብሉን! ጎይታ ግን ብሓቂ ተንሲኡ እዩ!!!!

                             

 

                                                                             ቀዳም ስዑር

                                                                                                                                

ኤፌሶን 4፡9-10 "ዓረገ" ማለት ናብ መዓሙቕ ምድሪ ወሪዱ ከምዝነበረ ማለት እንተዘይኮይኑ እንታይ ኬስምዕ ይኽእል፧ 10 እቲ ናብ መዓሙቕ ዝወረደ ኸአ ንኹሉ ብህላዌ ምእንቲ ኺመልእ ልዕሊ ኩሉ ሰማያት ዝዓረገ ንሱ እዩ።
1ይ ጴጥ 3፡19-20 በዚ መንፈስ እዚውን ከይዱ ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ነፍሳት ድኅነት ሰበኸሎም። 20 እዚኣቶም እቶም ቀደም ብዘመን ኖህ እታ መርከብ ክትስራሕ ከላ እግዚኣብሔር ብትዕግስቲ እናተጸበዮም ከሎ ምእዛዝ ዝኣበይዎ እዮም። 
1ይ ጴጥ 4፡6 እቶም ሕጂ ሞይቶም ዘለዉ ሽሕ እኳ ከም ሰብ ብሥጋ እንተ ተፈርዱ ብመንፈስ ከም ኣምልኽ ኮይኖም ...

full article here >>
Download PDF 

Posted by admin on 05/01/2021 | Viewed 3859 times
 

          ቅዱስ ጊዮርጊስ  (23 ሚያዝያ)

 በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን !!           

  23 ሚያዝያ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ  ነብዕለሉ (ንዝክረሉ) እዩ !! ንምንታይ 23 ሚያዝያ ብፍሉይ ንዝክሮ ፧ ኣብዚ መዓልቲ’ዚ (23ሚያዝያ) ጎይታናን  መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብመገዲ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሰማእት ዓበይትን ኣገረምትን ትእምርትታት ዝፈጸመሉ መዓልቲ እዩ !! ንሕና ኦርቶዶክሳውያን ክኣ እቲ ንሰማእታትን ጻድቃናትን ንህቦም ኣኽብሮት ካብ ዜሮ ተበጊስና ዘይኮነስ መጀመርያ ጎይታ ስለ ዘኽበሮም ፡ ከምኡውን ከምቲ ጎይታ ብፍሪኦም ከተለልይዎም ኢኹም ዝበለና ፈሪኦም መለለዪ እምነቶምን ጽንዓቶምን ስለዝኾነ እቶም ምስ እግዚኣብሄር ናይ ቀረባ ርክብ ዝነበሮምን ዘለዎምን ኣቦታትና ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ሓንቲ ከየጕደሉ ምሂሮም !! ኣብዚ ግዜና ኽኣ እቶም ስም ክርስትና ሒዞም ናይ ሓሶት ትምህረቲ ዝምህሩ (መናፍቃን) ክብረ ቅዱሳንን ጻድቃናትን ሰማእትን ስኣን ምፍላጥ ንርእሶም ክፍተኑ ንኣመነቲ ኣብዘየድሊ ጥርጣረ ንምውዳቕ ይጋደሉ ኣለዉ ! እቲ እምንተ ዘይጸንሖ ክወድቕ ከሎ  እቲ ንክሉ ክፈልጦ ዘይክኣለ ኣማኒ ኽኣ ይጠራጠር ምጥርጣር ክኣ ምንፍቕና እዩ !! መናፍቕ ካብ ምዃን ንኽትድሕን ክኣ ...


full article here >>
Download PDF 

Posted by admin on 05/01/2021 | Viewed 2455 times
 

[Home] 1-3 of 3