መዓልቲ ሓምሳ ( ጰራቅሊጦስ)
ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 2፡1+ፍ 1: ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ ድማ ኲላቶም ሐቢሮም ብሓንሳእ ነበሩ። 2: ብድንገት ከኣ ከም
ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 2፡1+ፍ 1: ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ ድማ ኲላቶም ሐቢሮም ብሓንሳእ ነበሩ። 2: ብድንገት ከኣ ከም
እንቃዕ ብሰላም ናብ ዕለተ ሆሳዕና ኣብጸሓና ሆሳዕና ( ሕጂ ኣድሕን)፡ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናብ
ቅዱሳን ኣቦታት ኣባ መቃርስ ወመቃርዮስ መቃርስ ወ መቃርዮስ ( 13 መጋቢት ) እግዚኣብሄር ይመስገን ፡ ፈጣሪናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ንኽንድሕን ክንደይ ምልክትን ተኣምራትን ዘይገበረ ! ፈጣሪ
ዘ ወረደ፡ ርሑስ ምጅማር ፡ ናይ በረኸት ጾም ይግበረልና!! ዝወረደ መን’ዩ፧ ካበይ፧ ንምንታይ…..ወሪዱ: ዘ ወረደ፡ ርሑስ ምጅማር ፡ ናይ በረኸት ጾም ይግበረልና!! ዝወረደ መን’ዩ፧ ካበይ፧…
ዮሐንስ 2፡13-ፍ 13: ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፡ ፊየሱስውን ናብ ኢየሩሳሌም ደየበ። 14: ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ኣብዑርን ኣባጊዕን ኣራግብን ዚሸጡን ሸረፍቲ ተቐሚጦምን ረኸበ። 15:
1. ብዘይካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሃልዉኻ | 2. ስእልን ምስልን ኣይተምልኽ | 3. ስም እግኣብሔር ብኸንቱ ኣይተልዕል | 4. መዓልቲ ሰንበት ኣኽብር | 5. ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር | 6. ኣይትቕተል | 7. ኣይትዘሙ | 8. ኣይትስረቕ | 9. ኣብ ብጻይካ ብሓሶት ኣይትመስክር | 10. ኣይትመነ.
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 1985-2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway