እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

3411c3299ab67b8bf7e41c7ebb2ea4a1

0 likes

ትንሳኤ

ጎይታ ብሓቂ ተንሲኡ!!  ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!! ክቡራን ህዝበ ክርስትያን እንቛዕ ብሰላም ጾምና ኣፈጺሙ ኣብ ሰናይ ትንሳኤኡ ኣብጸሓና።  በዚ ኽኣ ኩላትና ደስ ክብለና ይግባእ ! ዘስተውዕል ኣእምሮ ዘለዎ ኩሉ ከምዘስተውዕሎ ጎይታናን መድሓኒናን እቲ ኩሉ ዘጋጠሞ ስቅያት ምእንቲ ኩላትና’ዩ ኩሉ ግን ተረዲእዎ ክኣምኖ  ኣይክኣለን፡

ትንሳኤ_2 PDF

 

 

was this post useful and relevant to you? let us know leave a comment

{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.singularReviewCountLabel }}
{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.pluralReviewCountLabel }}
{{ options.labels.newReviewButton }}
{{ userData.canReview.message }}

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.