እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

CamScanner 2023-08-18 23.18_1

ዘደብረዘይት 5ይ ሰሙን

እንቋዕ ብሰላም ናብ ደብረ ዘይት (ፍርቂ ጾም ) ብሰላም ኣብጸሓና፡ ካምኡ’ወን ኣብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጸሓና!!
bed96803d08a3cf1ce3782d6904930c1

መቃርስ ወመቃርዮስ (13 መጋቢት)

ቅዱሳን ኣቦታት ኣባ መቃርስ ወመቃርዮስ መቃርስ ወ መቃርዮስ ( 13 መጋቢት ) እግዚኣብሄር ይመስገን ፡ ፈጣሪናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ንኽንድሕን ክንደይ ምልክትን ተኣምራትን ዘይገበረ ! ፈጣሪ...

ዘመፃጒዕ ( 4ይ ሰሙን )

         መፃጒዕ ዮሐንስ 5፡1-15 1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ። 2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡...
Screenshot_20230306-174404_Gallery

ዘምኲራብ (3ይ ሰሙን)

ዮሐንስ 2፡13-ፍ 13: ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፡ ኢየሱስውን ናብ ኢየሩሳሌም ደየበ። 14: ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ኣብዑርን ኣባጊዕን ኣራግብን ዚሸጡን ሸረፍቲ ተቐሚጦምን ረኸበ። 15:...
20220306_072334

ዘቅድስት ( 2ይ ሰሙን)

ቅድስት 1ይ ጴጥሮስ 15-16  ኣነ ቅዱስ እየ እሞ ቅዱሳት ኩኑ፡ ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩምውን ብዅሉ ንብረትኩም ቅዱሳት ኩኑ።  ማቴዎስ 6፡16 ...
20230219_084940

ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን)

ዘወረደ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!! ዮሃንስ 3፡12-16 12: ናይ ምድሪ ነገር ነጊረኩም ካብ ዘይትኣምኑስ፡ ናይ ሰማይ ነገር እንተ ነገርኩኹም ግዳ፡ ከመይ...
2bbab47c8c31c7a4e85d94412334a66b

ጾመ ነነዌ

ርሑስ ጾም ይግበረልና!! ሰኑይ 26/02/2024 ክሳዕ ሩቡዕ 28/02/2024 18 ለካቲት2016 ክሳዕ ረቡዕ 28 ለካቲት 2016 ሰለስተ መዓልቲ ጾም እዩ፡ ጾመ ነነዌ ዓቢ ትምህርቲ ንክርስትያንን ንኹሉ...
2-1

ኣስቶርዕዮታ ለማርያም

በረኸታ ናይ ድንግል ማርያም ድንግል ወላዲተ ኣምላክ የካፍለና!!
20220126_091806

ናብ በዓለ ጥምቀቱ እንቛዕ ብሰላም ኣብጸሓና!!

ርሑስ በዓለ ጥምቀት ይግበረልና!  ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መበል 30 ዓመቱ ዝተጠመቐ ንዓና ንድሕነትና እምበር፡ እታ ብጥምቀት እንረኽባ ውሉድነት እግዚኣብሔር ንኽቕበል፡ ወይ ዝኣመነን...
Screenshot_20210202-235503_Samsung Internet

7 ጥሪ

በረኸቶም ናይ ኣጋዕዝተ ዐለም ሥላሴ ኣይፈለየና!! ዘፍጥረት  11 1:” ምድሪ ብዘላ ብሓደ ቛንቋን ብሓደ ንግግርን ነበረት። 2: ኰነ ድማ፡ ንምብራቕ ኣቢሎም ምስ ተጓዕዙ፡ ኣብ ምድሪ...
..... Loading more posts ....

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.