The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com

     
ዓርቢ ስቕለት


ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት ምዕራፍ 1፡26-31  ሞዕራፍ 2 ፡ 1-2 እንተ ተመልኪትና እግዚኣብሔር ብሻድሸይቲ መዓልቲ ( ዓርቢ ) ብመልክዑን ብኣምሳሉን ሰብ ከምዝፈጠረን ብሻብዐይቲ መዓልቲ ካብቲ ዝገበሮ ግብሩ ኩሉ ከምዝዓረፈ ንምልከት።

እቲ ብዓርቢ ዝተፈጥረ ሰብ ብዓርቢ ንፈጣሪኡ ሰቒሉ! ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንዝኣምን ኩሉ ይክኣሎ እዮ ከምዝብለና ፍጡር ንፈጣሪኡ ብኸመይ ከምዝሰቐሎ ክንርደኦ ክኢልና!! ነዚ ከነስተውዐል ኣእምሮና ዘስፍሐ ልዑል እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን!!

Posted by on | Viewed 110 | | Printout Print