The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com

     
DUPLICATE ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና!!

 

1 >>>Pdf    2 >>> Pdf

 

 ርሑስ ብዓል ልደት ይግበረልና!  ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንተድሕነትና ካብ ድንግል ማርያምቅድሚ 2012 ዓመት ተወሊዱ!  እቲ ድሕነት ደቂ ሰብ ዘይፈቱ መጻርርትና ኸኣ ካብ ጥንሲ ጀሚሩ ዝተፈላለየ ናይ ድኹማት ጥበባት እናተጠቕመ ንብዙሓት ድኹማት ኣደናጊሩ፡ ኣብዚ ዘለናዮ ኸኣ ጸውታ መዘናግዒ ብዝመስል ልቢ ነኣሽቱን ዘየስተውዕሉን እናሰለበ ዝተፈላለየ ጎይታ ዘይከብረሉ ኣስማት እናተዋህበ ልደት ከምዘብዕሉ ይገብር!!  ከነስተውዕሉ ዘለና ግን ንድሕሪት ምልስ ኢልና ናብቲ መሰረታዊ እምነት ክንምርምር እዮ!!

  

innovaeditor/assets/29 4_1578338961.JPG
Posted by on | Viewed 59 | | Printout Print