እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Archive Published post contents

ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን ጾም)1

ዘ ወረደ፡ ርሑስ ምጅማር ፡ ናይ በረኸት ጾም ይግበረልና!! ዝወረደ መን’ዩ፧ ካበይ፧ ንምንታይ…..ወሪዱ: ዘ ወረደ፡ ርሑስ ምጅማር ፡ ናይ በረኸት ጾም ይግበረልና!! ዝወረደ መን’ዩ፧ ካበይ፧…

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ዘምኲራብ (3ይ ሰሙን)

ዮሐንስ 2፡13-ፍ 13: ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፡ ፊየሱስውን ናብ ኢየሩሳሌም ደየበ። 14: ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ኣብዑርን ኣባጊዕን ኣራግብን ዚሸጡን ሸረፍቲ ተቐሚጦምን ረኸበ። 15:

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን)

ዘወረደ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!! ዮሃንስ 3፡12-16 12: ናይ ምድሪ ነገር ነጊረኩም ካብ ዘይትኣምኑስ፡ ናይ ሰማይ ነገር እንተ ነገርኩኹም ግዳ፡ ከመይ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ዘቅድስት ( 2ይ ሰሙን)

    ቅድስት 1ይ ጴጥሮስ 15-16  ኣነ ቅዱስ እየ እሞ ቅዱሳት ኩኑ፡ ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩምውን ብዅሉ ንብረትኩም ቅዱሳት ኩኑ። 

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.