The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com

     
ደብረ ምጥማቕ
21 ግምቦት (ደብረ ምጥማቕ) ጎይታ ብሕጻኑ ኣብ ግዜ ስደቱ ዝዓረፈሉን ብስም ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ክህነጽን ዓበይቲ ትእምርቲ ዝፍጸመሉ ከምዝኸውንን ዝተነግረሉን ቅዱስ ቦታ እዩ፡ ኣብዚ መዋእል ከኣ ከም ብዝተፈላለየ ማዕከናት ሓበሬታ ዝግለጽ ኣብ ልዕሊ ቤተክርስትያን ቅድቲ ማርያም ናይ ግብጺ ትግለጸሎም!! ካብቲ ዘገርም ወላ ነቶም ዘይኣመንቲ ትግለጸሎም! ንሳቶም ግን መገዲ ድሕነቶም ኣይፈልጡን እዮም!!
በረኸታ ምስ ኩልና ኣደ ኣምላኽ ኢልና እነፍቅራ ይኹን!!
innovaeditor/assets/ዓደቀ.jpg
Posted by on | Viewed 2545 | | Printout Print