እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

Archive Published post contents

ወንጌል ዮሐ 21፡15 – ፍ

ዮሐንስ 21፡25 ” ኢየሱስ ዝገበሮ ግብሪ ድማ ብዙሕ ካልእ አሎ። ኵሉ በብሓደ ተጽሒፉ እንተ ዚኸውንሲ፡ ነቲ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ኩላ እዛ ዓለም እኳ ኣይምኣኸለቶን ይመስለኒ” ዮሐንስ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ኤማሁስ

ሉቃስ 24፡13 – 45 13: እንሆ ኸኣ በታ መዓልቲ እቲኣ ኽልተ ኻባታቶም ካብ ኢየሩሳሌም ስሳ እስታድዮስ ዝምርሓቓ ኤማሁስ ናብ እትብሃል ዓዲ ይኸዱ ነበሩ። 14: ንሳቶም

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ቀዳም ስዑር፡

ቀዳም እንታይ እዩ ተሳዒሩ፧ 1ይ-እቲ ሓያል ኩሉ ዝኽእል ጎይታ ንሲኦል ስዒሩ። ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ኣብ ዓብዪ ጾም ቀዳመ ሰንበት ካብ ጥልላት ትኽልከል እምበር ጼምካ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.