እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Archive Published post contents

ጾመ ነቢያት

ርሑስ ጾም! ናይ በረኸትን ፍቕርን ሰላምን ይግበረልና!! ነቢያት ዝውለደሉ ግዜ ከምዝኣኸለ ተረዲኦም ጸይሞም! ንሕና ኸኣ እምነቶም እምነትና ስለዝኾነ ካብ 15 ሕዳር ክሳዕ ድሮ ምላዱ 28/27

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ደብረ ቁስቋም

ብሰላም እንቛዕ ናብ ደብረ ቁስቛም ኣብጸሓና፡  ካብ ሰደቶም ኣብ ዝምለስሉ ኣብ ደብረ ቁስቛም ከምዘዕረፉ ስዱድ ዘዕርፈሉ መገዲ ይፍጠረልና! ጎይታ  ደብረ ቁስቛም ዓቢ ገዳም ብዙሓት ቅዱሳት

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ደብረ ታቦር

እንቛዕ ናብ ክቡር በዓልደብረ ታቦር ኣብጸሓና! ከምቲ ሃዋርያት ክብሪ ጎይታ ርእዮም ” ንዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ” ዝበሉ ንዓናውን ሃይማኖትን ፈሊጥና፡ ኣብዛ ቅንዕቲ ጥንታዊትን ሃይማኖት

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.