መዝ 46:5-7 "ዐርገ እግዚኣብሔር በይባቤ ወእግዚእነ በቃለ ቀርን። 6 ዘምሩ ለአምላክነ ዘምሩ ዘምሩ ለንጉሥነ ዘምሩ። 7 እስመ ንጉሥ እግዚአብሔር ለኩሉ ምድር ዘምሩ ልብወ። "
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!
ዕርገት ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ: ካብ ሓሙስ ምሸት ክሳብ ዓርቢ ናይ መስቀል ሞት ኣሕሊፉ ኣብ ሳልስቱ ምስተንስአ ኣብ መበል ኣርብዓ ምዓልቱ ኽኣ ዓረገ! ኣብ ሳልስቲ ተንስአ ኣብ ኣርብዓ ዓረገ ክብሃል እንከሎ ልዕሊ ዓቕሚ ሰብ እዩ! ብዙሓት ወሩያት ሰባት ወላውን ሃይማኖት ሰሪቶም ዝብሃሉ ሞይቶም ብዝተቐበርዎ እዮም ተሪፎም! ኢየሱስ ክርስቶስ ግን ኣምላኽ ስለዝኾነ ተቐቢሩ ኣይተረፈን! ኣብ መበል ኣርበዓ መዓልቱ ኽኣ እናራይዎ ዓረገ ንሰማይ ኣንቃዕሪሮም እናተመልከቱ ኽኣ መልኣኽቲ መጺኦም ግብረ ሐዋርያት ፩ ፡ ፲፩ - ኣቱም ሰብ ገሊላ፡ ስለምንታይ ናብ ሰማይ እናጠመትኩም ደው ኢልኩም ዘሎኹም? እዚ ኻባኻትኩም ናብ ሰማይ ዝዓረገ ኢየሱስ፡ ከምቲ ናብ ሰማይ ኪዓርግ ከሎ ዝርኤኹምዎ ኸምኡ ገይሩ ኸኣ ኪመጽእ ኢዩ፡ በልዎም። እቲ ሓቀኛ ቃል ኣምላኽ ወላ ጸላኢ እዚኣ ተባሂላ ኣይተፈጸመትን ኢሉ ክውጽኣላ ዘይክኣሎ ሓቀኛ ቃል: እቲ ግዚኡ ዝኣኸለ ተፈጺሙ እቲ ግዚኡ ዘይኣኸለ ...
full article here >>