ሓበሬታ
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!
ካብ 01,11,2020 ቤተክርስትያን
ን ኣገልገልትን ዝጥመቑ ህጻን ምስ ኣቦን ኣደን ኣባሊገን፡ ዝቖርቡ ን ኣበ ነብሶም ሓቢሮም ኣበ ነብሶም ብዝህቦም ሓበሬታ ይዳለዉ፡
ኣበ ነብሲ ምስ ሰበኻጉባኤ ተዘራሪቡ በቲ ነቲ መዓልቲ ዝፍቀድ ቁጽሪ ይዳለዉ። ክሳብ ሓድሽ ሓበሬታ ዝውሃበና ኣብ ገዛና ኮይና ኩሉ
ኣገልግሎት ቤተክርስትያን ብ ፓልቶልክ (paltalk) ERITREAN
ORTHODOX TEWAHDO CHERCH ክንከታተል ንላቦ።
ክቡራን ምእመናን ኣብ ዓለም ኣጋጢሙ ዘሎ ንዕዘቦ ኣለና! ንእግዚኣብሔር ዘይክኣሎ የሎን!ምድራዊ ሰብ ጥበብ ክዓግትዎ ኣይክኣሉን፡ እቲ ኩሉ ዝኽእል ፈጣሪ ግን ኣይትፍርሁ እመኑ ጥራሕ እዩ ዝብለና! ጸሎት ግድነት ኣብ ቤተክርስቲያን ኮንካ ኣይኮነን፡ እቲ ልብን ኮላሊትን ዝምርምር ጎይታ ኣብ ዝኾነ ሃሊና ንገብሮ ጸሎት ይሰምዕ እዩ'ሞ ቤተክርስቲያን ኣብ ዘለናዮ ብጸሎት ክንተግህ ትምዕድ!
እግዚኣብሔር ምሕረቱ የውርደልና!!
ቤተክርስቲያን ቅድስትማርያም ኦስሎ ኖርወይ