እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Welcome to the Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

1
ጾመ ነነዌ
ርሑስ ጾም ይግበረልና!! ሰኑይ 26/02/2024 ክሳዕ ሩቡዕ 28/02/2024 18 ለካቲት2016 ክሳዕ ረቡዕ 28 ለካቲት 2016 ሰለስተ መዓልቲ ጾም እዩ፡ ጾመ ነነዌ ዓቢ ትምህርቲ ንክርስትያንን ንኹሉ...
Screenshot_20230306-174404_Gallery
ዘምኲራብ (3ይ ሰሙን)
ዮሐንስ 2፡13-ፍ 13: ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፡ ፊየሱስውን ናብ ኢየሩሳሌም ደየበ። 14: ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ኣብዑርን ኣባጊዕን ኣራግብን ዚሸጡን ሸረፍቲ ተቐሚጦምን ረኸበ። 15:...
20220306_072334
ዘቅድስት ( 2ይ ሰሙን)
    ቅድስት 1ይ ጴጥሮስ 15-16  ኣነ ቅዱስ እየ እሞ ቅዱሳት ኩኑ፡ ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩምውን ብዅሉ ንብረትኩም ቅዱሳት ኩኑ። ...
20230219_084940
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን)
ዘወረደ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!! ዮሃንስ 3፡12-16 12: ናይ ምድሪ ነገር ነጊረኩም ካብ ዘይትኣምኑስ፡ ናይ ሰማይ ነገር እንተ ነገርኩኹም ግዳ፡ ከመይ...
bed96803d08a3cf1ce3782d6904930c1
መቃርስ ወመቃርዮስ (13 መጋቢት)
ቅዱሳን ኣቦታት ኣባ መቃርስ ወመቃርዮስ መቃርስ ወ መቃርዮስ ( 13 መጋቢት ) እግዚኣብሄር ይመስገን ፡ ፈጣሪናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ንኽንድሕን ክንደይ ምልክትን ተኣምራትን ዘይገበረ ! ፈጣሪ...
2bbab47c8c31c7a4e85d94412334a66b
ጾመ ነነዌ
ርሑስ ጾም ይግበረልና!! ሰኑይ 26/02/2024 ክሳዕ ሩቡዕ 28/02/2024 18 ለካቲት2016 ክሳዕ ረቡዕ 28 ለካቲት 2016 ሰለስተ መዓልቲ ጾም እዩ፡ ጾመ ነነዌ ዓቢ ትምህርቲ ንክርስትያንን ንኹሉ...
3
ግርዘት,, ግዝረት 6 ጥሪ
ርሑስ በዓለ ግርዘት ( ግዝረት ) ይግበረልና! ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሕጊ ክፍጽሞም እምበር ክስዕሮም ኣይመጻእኩን ከም ዝበለ ብ 6 ጥሪ ኣብ ሻምናይ መዓልቲ…
5-1
ቃና ዘገሊላ
ዮሃንስ 2፡ 1 – 12 1: ኣብታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ዀነ፡ ኣደ ኢየሱስ’ውን ኣብኡ ነበረት። 2: ኢየሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ...
2-1
ኣስቶርዕዮታ ለማርያም
በረኸታ ናይ ድንግል ማርያም ድንግል ወላዲተ ኣምላክ የካፍለና!!
5fba8cc7510289c09b3114799628b574
ቅድስት,,,ቅድስት
ኣነቅዱስእየ እሞቅዱሳት ኩኑ! ይብለና  ኣብ ምትዕርራይ ስለዘሎና ኣብቀጻሊ ኣስፍሕ ኣቢልና ከነቕርቦ ኢና::
Load more posts

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.