The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com


      ይስሃቅ
28 ነሓሰ ኣባ ኣብርሃም እነብዕለሉ ቅዱስ መዓልቲ እዩ። በፍላይ ክኣ ቅዱስ ኣቦና
ይስሃቅ እቲ ምሳሌ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝኾነ ምስ ዓቢ ቃኪዳን ይዝከር!
ሓደ ካብቲ ዘተውሃቦ ቃል ኪዳን ብስሙ ውልዱ ዝጸውዐ ክምሕረሉ ምዃኑ ጎይታና
ቃል ኣትይሉ!  ይስሐቅ/ ይስሃቅ/ኢሳቅ ኢልና እንጽውዖ ቅዱስ መጽሓፍ ከመይ ይገልጾ፧
                ዘፍጥረት 18
9-ንሳቶም ድማ፡ ሰበይትኻ ሳራኸ ኣበይ ኣላ፧ በልዎ ንሱ ኸኣ፡ ኣብ ድንኳን እንሃ፡ በለ።10-ሽዑ ንሱ፡
ንዓመታ ኸምዚ ቕንያት እዚ ርግጽ ክምለሰካ እየ፡ ሰበይትኻ ሳራ ድማ እንሃ፡ ሽዑ ወዲ ኺህልዋ እዩ፡
በለ። ሳራ ኸኣ ኣብ ኣፍ እቲ ብድሕሪኡ ዘሎ ድንኳን ከላ፡ እዚ ሰምዔት።11-ሕጂ ድማ ኣብርሃምን
ሳራን ዕለቶም ዘብጽሑ ኣሪጎም ነበሩ፡ ንሳራ ድማ እቲ ልምዲ ደቂ ኣንስትዮ ገዲፍዋ ነበረ። 12-ሳራ
ኸኣ ብልባ ኸምዚ ኢላ ሰሓቐት፡ ድሕሪ እርግናይዶ ፍትወት ኪልዓለኒ፧ ጐይታይ ድማ ኣሪጉ እዩ።
13-እግዚኣብሄር ከኣ ንኣብርሃም፡ ስለምንታይ ሳራ፡ ኣሪገ ኸሎኹስ፡ ብሓቂ ውሉድ ክወልድ እየ፧
ኢላ ሰሓቐት፧ 14-ንእግዚኣብሄርዶ ዚጨንቆ ነገር ኣለዎ፧ ንዓመታ ኸምዚ ቅንያት እዚ ብምዱብ ጊዜ
ኽምለሰካ እየ። ሳራ ድማ ወዲ ኺህልዋ እዩ፡ በሎ።15-ሽዑ ሳራ፡ ሰምቢዳ ነበረት እሞ፡ ኣይሰሓቕኩን፡
 ኢላ ኣሉ በለት። ንሱ ግና፡ ኣይፋል፡ ስሒቕኪ ...

full article here >>
 

Posted by admin on 09/02/2019 | Viewed 816 times
 
 

Posted by admin on 08/25/2019 | Viewed 395 times
 

 እንቛዕ ጾምና ብሰላም ኣፈጸመና!!

 

16 ነሓሰ ዕርገት ስጋ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም።  ከምኡ'ውን ናይ ሊቀ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ ስጋኡ ካብ ፋርስ ናብ ሃገሩ ልዳ ዝግዓዘሉ መዓልቲ እዩ 

በረኸቶም ምስኩልና ይኹን!!

 



 

 

Download PDF 

Posted by admin on 08/22/2019 | Viewed 2916 times
 
   ደብረ ታቦር መሎኮታዊ ሓይሊ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን
ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተገልጸሉን ክብሩ ዝግለጸሉን ደብሪ እዩ!! 
     ንዓና ኽኣ ዑረት ዓይነ ልቦናና የብርሃልና! ዝተሰወረና ክብሪ
ኣምላኽና ይግለጸልና!!

ደብረታቦር  (19 ነሐሰ) 

Posted by admin on 08/19/2019 | Viewed 2306 times
 
 

Posted by admin on 12/11/2018 | Viewed 614 times
 

[Prev] 1 ... 8 9 10 [11] 12 13 14 ... 19 [Next]51-55 of 92