The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com


                       

 Read >>>PDF St.Michael, Mathewos wengelawi & Aba Demetrius

Download PDF 

Posted by admin on 10/23/2019 | Viewed 3302 times
 

 

 

 >>>   Mesqel

ርሑስ በዓል መስቀል 17,01,2012 ዓ/ም ይግበረልና 

Posted by admin on 09/27/2019 | Viewed 4109 times
 

 

                       ማቴዎስ 14:1-12

 1  በቲ ጊዜ እቲ ሄሮድስ ብዓል ርባዕ ሽመት፡ ወረ ኢየሱስ ሰምዔ። 

  2  ንገላዉኡ ድማ፡ እዚ ዮሃንስ መጥመቕ እዩ። ንሱ ኻብ ምዉታት ተንሲኡ አሎ፡

      ስለዚ ኸኣ እዚ ሓይልታትዚ ብእኡ ይግበር አሎ፡ በሎም።

 3-4 ዮሃንስ ንሄሮድስ ብዛዕባ እታ ሄሮድያዳ ሰበይቲ ፊልጶስ ሓዉ፡ ንሳ ንኣኻ ኽትከውን ኣይተፈቕደልካን፡

     ኢልዎ ነበረ እሞ፡ ሄሮድስ ንዮሃንስ ብሰራ ሒዙ ኣሲሩ፡ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣእትይዎ ነበረ።

5
ኪቐትሎውን ይደሊ ነበረ፡ ግናኸ እቶም ህዝቢ ኸም ነብዪ ይርእይዎ ነበሩ እሞ፡ ፈርሆም።
6
ሄሮድስ እተወለደላ መዓልቲ ምስ ኣብዐሉ፡ ጓል ሄሮድያዳ ኣብ ማእከል ኰይና ሳዕስዔት፡ ንሄሮድስ ከኣ ኣሐጐሰቶ።
7
ሽዑ ዝደለየቶ ኺህባ ብማሕላ ኣተስፈዋ።
8
ንሳ ኸምቲ ኣዲኣ ቕድም ዝመኸረታ፡ ርእሲ ዮሃንስ መጥመቕ ኣብ ሒላብ ጌርካ ኣብዚ ሀበኒ፡ በለቶ። 
9
እቲ ንጉስ ጐሀየ፡ ስለቲ ማሕላኡን ስለቶም ኣብ መኣዲ መቓምጡን ግና ኪሀብዋ ኣዘዘ። 
10
ልኢኹ ድማ ርእሲ ዮሃንስ ኣብ ቤት ማእሰሪ ኣሰየፈ።
11
እታ ርእሱ ኣብ ሒላብ ገይሮም ከኣ ነታ ጓል ሀብዋ። ንሳ ድማ ናብ ኣዲኣ ወሰደታ። 
12
ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ መጺኦም፡ ሬሳኡ ኣልዒሎም ቀበሩ። ከይዶም ከኣ ንኢየሱስ ...
full article here >>
Download PDF 

Posted by admin on 09/13/2019 | Viewed 3217 times
 
 

Posted by admin on 09/11/2019 | Viewed 383 times
 
 
  
በረኸቱ ናይ ሊቀ መላእክት የካፍለና!
ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2010 ይግበረልና!!
 

Posted by admin on 09/07/2019 | Viewed 1595 times
 

[Prev] 1 ... 7 8 9 [10] 11 12 13 ... 19 [Next]46-50 of 92