እንቛዕ ጾምና ብሰላም ኣፈጸመና!!
16 ነሓሰ ዕርገት ስጋ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም። ከምኡ'ውን ናይ ሊቀ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ ስጋኡ ካብ ፋርስ ናብ ሃገሩ ልዳ ዝግዓዘሉ መዓልቲ እዩ
በረኸቶም ምስኩልና ይኹን!!