ኤፌሶን 4፡5 ‘‘
ሓደ ጎይታ፡ሓንቲ ጥምቀት፡ ሓንቲ እምነት’’
በስመ ኣብ
ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!
ክርስትያን ናይ ክርስቶስ ስለዝኾነ ኩሉ ግዜ ኣብ ፈተና
እዩ! ኩሉ ክርስትያን ከኣ ይፍተን ማለት ኣይኮነን! ገሊኡ ተገልቢጡ ፈታኒ እዩ! ዓቕምና ብዝፈልጦ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዘሎ ፍልልያትን
ጠንቅታቱን ንፈልጦ ኢና!! እቲ ኩሉ ኣማንን ዘይኣማንን ተሰኪምዎ ዞሎ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኤፌሶን 4፡5 ‘‘ ሓደ ጎይታ፡ሓንቲ ጥምቀት፡ ሓንቲ እምነት’’
ይብለና!!
ክቡራን ምእመናን ኣምላኽ ሓደ እዩ፡
ሃይማኖት ከኣ ሓንቲ እንተኾይና ንምንታይ በዘን መጉልበብ ሃይማኖት ተጎልቢበን ሰብ ካብ እምነት ዘውጽኣ ዘለዋ ድርጅታት ንርበሽን
ሃይማኖትና እንኽሕድን፧
ናይ ኩሉ መሰረት እምነት እዩ! ኣብ እምነትካ ማዕረኽንደይ ጽኑዕ ኢኻ፧ ኣብ እምነትካ ዘለካ ኣፍልጦ ክንደይ እዩ፧ ንዘይትፈልጦ
ንኽትፈልጥ ን መምሃራን፡ ፈላጣት ትሓትት ዲኻ፧
እዘን ኩለን ብስም ሃይማኖት ዝንቀሳቐሳ ድርጅታት ኣንጻር ኦርቶዶክስ
ዝተዓጥቃ እየን! ኣብዚ ናይ ዘመንና ቴክኖሎጂ (ጥበብ) ተጠቒምካ ዝግበር ዘሎ ኣንጻር ኦርቶዶክስ ጎስጓስ ካብ ኣምላኽ ዝፈሊ፡ ምስ
ቅዱሳት ዘባእስ፡ እዩ!! ንዝመጻኩም ምላሽ ምሃብ መታን ...
full article here >>