The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com


Monthly Archives: APRIL 2021


 ርሑስ ዓብዪ ጾም ይግበረልና!!


 1   ዘወረደ   2  ቅድስት      3- ምኩራብ     4 መጻጉዕ       5-ደብረዘይት      6-ዘ ገብርኄር    7- ኒቀዲሞስ    8 -ሆሳእና  

 

  

                                   ቆዲሞስ

ኣብ ወንጌል ዮንስ   ምዕራፍ 3 ከም እንመሃሮ  ኒቆዲሞስ መምህር እስራኤል ኮይኑ ምስ ጎይታ ኢየሱስ ክዘራረብ እንከሎ ግን ፍልጠቱ እኹል ከምዘይኮነ ትዕዘብ   ወ ዮሐ 3፡10 ኢየሱስ ድማ መሊሱ በሎ፥ ንስኻ መምህር እስራኤል ኢኻ፡ እዚዶ ኣይትፈልጥን፧”  ኣብዚ ግዜ ኸኣ ብዙሓት ንፈልጥ ኢና በሃልቲ ትምርቲ ሃይማኖት ብግቡእ ዘይተምሃሩ  ከምቲ ቃል ጎይታ " ዕዉር ዶ ንዕዉር ይመርሖ እዩ፧’’  ዝብለና ከምዚ ንዕዘቦ ዘሎና ብስም ሃይማኖት ብዙሕ ይስራሕ ኣሎ!! ኣብዚ ናይ ዮሐንስ ወንጌል 3፡13 ጎይታ ኢየሱስ "ብጀካ እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ ኣብ ሰማይውን ዘሎ ወዲ ሰብ፡ ናብ ሰማይ ዝዓረገ ሓደ እኳ የልቦን’’። ክብሎ ንኒቆዲሞስ ንረክብ፡ እዚ ኸኣ ጎይታ ኢየሱስ ካብ ሰማይ ምውራዱን ኣብሰማይ ምህላዉን ገሊጽሉ! እዚ ግን ኣምላኽነቱ ስለዝገልጽ ወላ’ውን ንኻልኢት ክርእይዎ ኣይደልዩን እዮም!! ምስትውዓል ይሃቦም! ኩሉ ምእመን ከኣ ዝኾነ ሃይማኖታዊ ኣጋጣሚታት ክገጥሞ እንከሎ መጽሓፍ ቅዱሱ ሒዙ ብርግኣት ሰሚዑ ካብ መጀመርያ ምዕራፍ እንተ ርእይዎ ...


full article here >>
Download PDF 

Posted by admin on 04/11/2021 | Viewed 3819 times
 
 

Posted by admin on 04/05/2021 | Viewed 1039 times
 

[Home] 1-2 of 2