The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com


Monthly Archives: APRIL 2019


ርሑስ በዐለ ትንሳኤ 

Posted by admin on 04/28/2019 | Viewed 163 times
 

 ርሑስ ዓብዪ ጾም ይግበረልና!!


1ይ ዘወረደ    2 ቅድስት    3- ምኩራብ     4 መጻጉዕ       5-ደብረዘይት     6-ዘ ገብር ሔር  7- ኒቀዲሞስ  8 -ሆሳእና      

 

ሓሙስ ጽግቦ

 ጎይታ ኣብ ቅፍር ናሆም ብዛዕባ እንጌራ ክምህሮም እንከሎ ከምዚ ኢልዎም ነበረ፥ ዮሃ፥፮፡  ፳፭ ፶፰
 ፳፭- ኣብ ስግር ባሕሪ ምስ ረኸብዎ ኸኣ፥ ረቢ፡ መኣዝ ናብዚ መጻእካ፡ በልዎ። ፳፮ - ኢየሱስ ድማ፥ እትደልዩኒ ዘሎኹምሲ እንጌራ ስለ ዝበላዕኩምን ዝጸገብኩምን ኢኹም እምበር፡ ተኣምራት ስለ ዝርኤኹም ከም ዘይኰንኩም፡ ብሓቂ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ። ፳፯ - ወዲ ሰብ፡ ንእኡ ኣቦ፡ ንሱ ኸኣ ኣምላኽ፡ ሓቲምዎ እዮ እሞ፡ ነቲ ንሱ ዚህበኩም ንዘለኣለም ህይወት ዚነብር ብልዒ እምበር፡ ነዚ ሓላፊ ብልዒ ኣይትግበሩ’ ኢሉ መለሰሎም። ፳፰ - ስለዚ ንሳቶም፥ ግብሪ ኣምላክ ክንገብርሲ እንታይ ንግበር፡ በልዎ። ፳፱ - ኢየሱስ ከኣ። ግብሪ ኣምላኽ በቲ ንሱ ዝለኣኾ ኽትኣምኑ እዮ፡ በሎም። ፴ - ስለዚ፥ ርኢና ክንኣምነካስ እንታይ ትእምርቲ እሞ ትገብር? እንታይከ ትገብር ኣሎኻ? ፴፩ - ኣቦታትና፡ ከምቲ ኺበልዑ ኻብ ሰማይ እንጌራ ሃቦም፡ ዚብል ...

full article here >>
Download PDF 

Posted by admin on 04/07/2019 | Viewed 2524 times
 
 

Posted by admin on 04/05/2019 | Viewed 183 times
 

[Home] 1-3 of 3