The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com


Monthly Archives: MARCH 2019


  በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!

ኣብ PDF  ኣቲና ካብ ምንባብ ዝርከብ በረኸት ንካፈል!

በረኸቶም ምስኩላትና ይኹን!!

Download PDF 

Posted by admin on 03/21/2019 | Viewed 1575 times
 

 ርሑስ ዓብዪ ጾም ይግበረልና!!


1ይ ዘወረደ                2 ቅድስት       3- ምኩራብ      4 መጻጉዕ       5-ደብረዘይት                  

 

6-ዘ ገብሔር           7- ኒቀዲሞስ         8 -ሆሳእና  

    

ምኩራብ  3ይ ሰሙን ጾም ፦  ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ቤት ጽሎት ምስ ኣተወ መናገዲ ገይረሞ ጸንሕዎ ብ ጩግራፍ ከኣ ኣባረሮም! ቤተይ ንኹሉ ቤት ጸሎት እዩ ከኣ በሎም!!  ሎሚኸ  ንኹልና ቤት ጸሎት ድዩ፧


  ጾምና ብሰላም ዘጀመረና ልዑል እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን!! 

Download PDF 

Posted by admin on 03/15/2019 | Viewed 2195 times
 
ዘወረደ ቀዳማይ ሰሙን ዓብዪ ጾም፣ ጾመ ኣርብዓ 
 በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!  ጎይታናን ኣምላኽናንመድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንታናን
ምእንተ ድሕነትናን ካብ ሰማየ ሰማያት ውሪዱ እንትርፎ ሓጥያት ካብ ምውላድ ክሳብ ሞት ተፈቲኑ ኣብ ሳልሳይ ምዓልቱ ተንስአ።
   እቲ ልዕሊ ኹሉን ኩሉ ብእኡ ኮነ ብዘይ ብእኡ ዝኾነ የልቦን ዝተብሃለሉ ፈጣሪ ናይ ክበሪ ስፍርኡ ገዲፉ ምውራዱን መከራ ምቕባሉን
እናዘከርና ንጅምሮ ዘሎና ጾም እግዚኣኣብሄር ይቀበለልና! ጸላእትኹም ኣፍቅሩ ከምዝበለና ንፍቕሪ ዓቢ ቦታ ሂብና ጾምና
ክንጅምር ቤተክርስትያና ትላቦ!!
           ብሰላም ናብ ትንሳኤኡ የብጽሓና!!
 
  ተቀነዩ ለእግዚኣብሔር በፍርሃት: ወተሐሰዩ ሎቱ በረዓድ እስመ ለዓለም ምሕረቱ ለትውልደ ትውልድ ጽድቁ: 
ንህነሰ ሕዝቡ ባኡ ቅድሜሁ በተጋንዮ ወውስተ ኣእፃዲሁ በስብሐት እመንዎ እስመ ለ. ንጹም ጾመ ወናፍቅር ቢጸነ
ወንትፋቀር በበይናቲነ እስመ ለ. ኣክብሩ ሰንበተ ተገበሩ ጽድቀ እስመ ሰንበትሰ በእንተሰብ ተፈጥረት እስመ ለ. ምሕረተ
መፍትሐ አሐሊ ለከ እዜምር ወእሌቡ ፍኖቶ ነጹሐ እስመ ለዓለም ምሕረቱ ለትውልደትውልድ ጽድቁ ንህነሰ ሕዝቡ አባግዐ መርዔቱ።

ሰላም :  ይቤ እግዚኣብሔር ኣክብሩ ሰንበትየ ወእቀቡ ቃለ ሰላምየ ትርከቡ ሕይወተ ዘለዓለም።
 

Posted by admin on 03/03/2019 | Viewed 795 times
 

[Home] 1-3 of 3