WELCOME TO THE ERITREAN ST.MARY TEWHADO ORTHODOX CHURCH OSLO NORWAY.....
VELKOMMEN TIL DEN ERITREISK ST.MARY TEWHADO ORTODOKS KIRKE I OSLO.....
MORE INFO.CALL
(+47) 46276789
info@orthodox1.com

   CHURCH OPENING HOURS, EVERY SUNDAY 05:00 AM-14:00 PM


Monthly Archives: FEBRUARY 2018


                                       
 
  ግነዩ ለእግዚኣብሔር ወጸውዑ ስሞ ወንግርዎሙ ለአሕዛብ: ምግባሮ ሀቡ ስብሐተ
ለስሙ: አክብሩ ሰንበተ ተገበሩ ጽድቀ ዝግቡ ለክሙ መዝገበ ዘበሰማያት ኀበ ፃፄ
ኢያማስኖ ወኢይረክቦ ሠራቂ ድልዋኒክሙ ንበሩ ዘበላዕሉ  ሐልዩ ኀበ ሀሎ ክርስቶስ።
 
ሰላም:  ሰንበት ይእቲ ቅድስት ይእቲ ሰንበት ተዐቢ እምኵሉ ዕለት እስመ ሰንበትሰ
በእንተ ሰብእ ተፈጥረት ሰንበተ ሰንበታቲሁ ለውሉደሰብእ መድኃኒት ጽዮን ቅድስት
ሰላማዊት ታስተርኢ እምርኁቅ ከመማኅቶት።
 

Posted 02/17/2018 | Viewed 21 times
 
ዘወረደ ቀዳማይ ሰሙን ዓብዪ ጾም፣ ጾመ ኣርብዓ 
 በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!  ጎይታናን ኣምላኽናንመድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንታናን
ምእንተ ድሕነትናን ካብ ሰማየ ሰማያት ውሪዱ እንትርፎ ሓጥያት ካብ ምውላድ ክሳብ ሞት ተፈቲኑ ኣብ ሳልሳይ ምዓልቱ ተንስአ።
   እቲ ልዕሊ ኹሉን ኩሉ ብእኡ ኮነ ብዘይ ብእኡ ዝኾነ የልቦን ዝተብሃለሉ ፈጣሪ ናይ ክበሪ ስፍርኡ ገዲፉ ምውራዱን መከራ ምቕባሉን
እናዘከርና ንጅምሮ ዘሎና ጾም እግዚኣኣብሄር ይቀበለልና! ጸላእትኹም ኣፍቅሩ ከምዝበለና ንፍቕሪ ዓቢ ቦታ ሂብና ጾምና
ክንጅምር ቤተክርስትያና ትላቦ!!
           ብሰላም ናብ ትንሳኤኡ የብጽሓና!!
 
  ተቀነዩ ለእግዚኣብሔር በፍርሃት: ወተሐሰዩ ሎቱ በረዓድ እስመ ለዓለም ምሕረቱ ለትውልደ ትውልድ ጽድቁ: 
ንህነሰ ሕዝቡ ባኡ ቅድሜሁ በተጋንዮ ወውስተ ኣእፃዲሁ በስብሐት እመንዎ እስመ ለ. ንጹም ጾመ ወናፍቅር ቢጸነ
ወንትፋቀር በበይናቲነ እስመ ለ. ኣክብሩ ሰንበተ ተገበሩ ጽድቀ እስመ ሰንበትሰ በእንተሰብ ተፈጥረት እስመ ለ. ምሕረተ
መፍትሐ አሐሊ ለከ እዜምር ወእሌቡ ፍኖቶ ነጹሐ እስመ ለዓለም ምሕረቱ ለትውልደትውልድ ጽድቁ ንህነሰ ሕዝቡ አባግዐ መርዔቱ።

ሰላም :  ይቤ እግዚኣብሔር ኣክብሩ ሰንበትየ ወእቀቡ ቃለ ሰላምየ ትርከቡ ሕይወተ ዘለዓለም።
 

Posted 02/11/2018 | Viewed 44 times
 

[Home] 1-2 of 2