The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com


Monthly Archives: JANUARY 2021


 ርሑስ በዓል ኣስተርእዮታ ነዴና ቅድስቲ ድንግልማርያም ይግበረልና!!

 

Posted by admin on 01/28/2021 | Viewed 1778 times
 
 
  በረኸት ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማእት የካፍለና! 18 ጥሪ ዝርወተ ዓጽሙ ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ እዩ፣
እቶም ብ ኣምሳል ስላሴ ተፈጢሮም ከም ሰብ ዝቖሙ ግዙኣት ናይ ሳይጣናዊ ሓይሊ ን ቕዱስ ጊዮርጊስ ንኽቐትልዎ ኩሉ ፈቲኖም ምስተመነዎም ከም ኣሳርሓ ጸብሒ መቲሮም ኣብ ድስቲ ጠቢሶሞ! ኣለኹ ምስ በሎም ከኣ ከም ሓርጭ ጥሒኖም ኣብ እምባ ዘርየሞ! ሕጅስ ሞይቱ ወዲእና ኢና ክብሉ እንክለዉ ዝተዘርወ ዓጽመ ስጋኡ ተኣኪቡ ኣለኹ ኣነ ጊዮርጊስ እየ በሎም!! ንምሉእ ትሕዝቶ መጽሓፈ ስንክሳር 18 ጥሪ ንመልከት፣ እግዚኣብሔር እንተፈቒዱ ኸኣ ምሉእ ንኸነቕርቦ ግዜ ንኽንረክብ ብጸሎትኩም ሓግዙና።
    

 

Posted by admin on 01/26/2021 | Viewed 1207 times
 
 

Posted by admin on 01/20/2021 | Viewed 150 times
 
    ርሑስ ብዓል ጥምቀት ይግበረልና!! 

11 ጥሪ በዓለ ጥምቀት 

Posted by admin on 01/18/2021 | Viewed 1039 times
 

 

         

  7ጥሪ  ቅድስተ ሥላሤ (ጥቅመ ሰናኦር)  ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት ምዕራፍ 11 እንተ ተመልኪትና እቶም ኣብቲ ግዜ ዝነበሩ ሓደ እዚ ቛንቁኦም ፋሕ ንኸይብሉን ስሞም ንኸጸውዑን ሰማይ ጠቀስ ህንጻ ክሃንጹ ወሲኖም፡ እግዚኣብሔር ግን ስሙ ንኽንጽውዕ፡ ፍረዩ ንዓለም ምልእዋ ከምዝበለና ክንከውንዩ ድሌቱ፡ ስለዝኾነ ኸአ "ሓደ ዘረባ ብጻዩ ንኸይሰምዕ ንዑ ንውረድ" ብማለት ሚስጥረ ስላሴ ሓደን ሰለስተን ብምዃኖም ብዘረድእ "ዘረበኦም ንደባልቕ በለ"

  ሎሚኸ ኣብዚ ዓመተ ምሕረት ዝግበር ኣብቲ ዘመን እቲ (ዘመነ ፍዳ) እንተ ዝኸውን ከመይ ምስኮነ፧

   እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና!!

 

Posted by admin on 01/14/2021 | Viewed 2751 times
 

[Home] [1] 2  [Next]1-5 of 8