CHURCH OFFICAIL ADDRESS
Stålfjæra 20, Oslo Norway
OPENING HOURS
Every Sunday 05:00am-14:00pm
WELCOME TO THE ERITREAN ST.MARY TEWHADO ORTHODOX CHURCH OSLO NORWAY.....
VELKOMMEN TIL DEN ERITREISK ST.MARY TEWHADO ORTODOKS KIRKE I OSLO.....
MORE INFO.CALL
(+47) 46276789
info@orthodox1.com

[Add comments] [View forum]

Date:
08/15/2008 16:06
Name:
Gjest
Entry:
መዝሙር ዳዊት 122፡1 ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንኺድ፡ ምስበሉኒተሓጎስኩ
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን !!
ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት ካብ 1፡1-31 - 2፡1-3 ከም ንረኽቦ እግዚኣብሄር
ኣብ 6 መዓለቲ ዓለምን ኩሉ ትሕዝቶኣን ፈጢሩ ምስወድአ
ኣብታ 7ይቲ መዓልቲ ኣዕረፈ፡ ነታ መዓልቲ ኽኣ ባረኻን ቀደሳን፡፡
ካብተን 10 ትእዛዛት ሓንቲ ኽኣ መዓልቲ ሰንበት ክትቅድሳ ዘክር እብለና፡፡
ኣብ ዘጻኣት 31፡12 ‘‘ እግዚኣብሄር ድማ ን ሙሴ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
13 ንስኻ ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም ፡ ቀዳሲኹም ኣነ እግዚኣብሄር ክምዝኾንኩ ክትፈልጡስ፡
ኣብ መንጎይን ሞነጎኹምን ንውሉድ ወለዶኹም መፈለጥታ እየን እሞ፡ ሰናብተይ ኣጸቢቕኩም ሓልዉ፡፡
ንሕናኽ እዚ ቃል እዚ ብኸመይ ... >> full...
Country:

08/12/2008 15:46
Name:
Guest
Entry:
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!
ናይ ጥበብ መጀምርያ ፍርሃት እግዝኣብሄር እዩ!!
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቅድስተ ማርያም ቤተክርስትያን ኦስሎ፡ ኣብዚ ዓምዲ
እዚ ንሃይማኖትና ዝምልከቱ ጽሑፋት ከከም ኣድላይነቶም ካብ መጽሓፍቅዱስን ሊቃውንትን ብምውካስ ፡
ንኹላትና ንምሃረሉ ጽሑፋት ከተቕርበልና እያ፡፡ ንመጀመሪ ኽኣ ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና
መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 1፡1-3 ንመልከት፡፡
1 ፡2 - ብምኽሪ ረሲኣን ዘይመላለስ
ኣብ መገዲ ሓጥኣን ከኣ ዘይቀውም፡
ኣብ መንበር መላገጽቲ ድማ ዘይቅመጥ፡
ብሕጊ እግዚኣብሄር ደኣ ዚፍሳህ፡
ነቲ ሕጉውን ለይትን መዓልትን፡
ዚመራምሮ ሰብሲ ብጹእ እዩ፡፡
3 - ንሱኸምታ ፍሬኣ በብጊዜኣ እትህብ፡
ቆጽላ ኸኣ ዘይረግፍ፡
ኣብ ወሰን ወሓዚ ማይ እተተኽለት ኦም ይኸውን፡፡
ዚገብሮ ዅሉውን ይሰልጦ፡፡
ኩቡራት ኣንበብቲ እዚ ቀሪብልና ዘሎ ጽሑፍ ... >> full...
Country:
Norway

[1] 2  [next]1-5 of 6