ግዝረት
ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ " ንሕጊ ክፍጽሞም እምበር ክስዕሮም ኣይመጻእኹን” ኢሉና! ግዝረት ከኣ ሕጊ ዘለኣለም ተባሂሉ ዝተውሃበና እዩ፡ ኣብ ሩባ ኢዮርዳኖስ ጎይታ ብዮሃንስ ኣብ ዝተጥምቀሉ ግዜ ዮሃንስ ብኣይዶ ክትጥመቕ ኢኻ ምስበሎ ጎይታና " ኩሉ ጽድቂ ክንገብር ይግብኣና እዩ” ኢልዎ፡ ሕጊ፡ስርዓት ምፍጻም ጽድቂ ምዃኑ ብግልጺ ምሂሩና።
ኣብ ዘሌዋውያን 12፡1-3 ከም ዝተውሃበና ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብ 29 ታሕሳስ ምስተወለደ ብ 6 ጥሪ ተገዝረ፡ ግዝረቱ ግን ብተኣምር እዩ ተፈጺሙ! ገዛሪ ምስመጽአ ወዲ ሸሞንተ መዓልቲ ጎይታ ኢየሱስ "ደመይ ቅድሚ ዓርቢ ኣይፈስስን ኢዩ’ሞ ደም ከየንጠብካዶ ክትገዝረኒ ትኽእል ኢኻ ኢሉ ሓተቶ!! ገዛሪ ሰንቢዱ ክገዝር ዝሓዞ መላጸ ከምጠስሚ መኸኸ! ግዝረት ከኣ ብተኣምር ተፈጸመ!! ስሙ ኸኣ ኢየሱስ ኢላ ሰመየቶ!!
ግዝረት ብጥምቀት ተተኪኡ ኢዩ ግዝረት ኣየድልን ዝብሉና ኣለዉ፡ ግዝረት ኣብ ዘፍጥረት 17፡9-14 ተጻሒፉ ከምንረኽቦ ናይ ንኣይ ...
full article here >>