እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

3411c3299ab67b8bf7e41c7ebb2ea4a1

ትንሳኤ

ጎይታ ብሓቂ ተንሲኡ!!  ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!! ክቡራን ህዝበ ክርስትያን እንቛዕ ብሰላም ጾምና ኣፈጺሙ ኣብ ሰናይ ትንሳኤኡ ኣብጸሓና።  በዚ ኽኣ ኩላትና ደስ ክብለና ይግባእ ! ዘስተውዕል...
IMG_20211021_224743_817

ዓርቢ ስቅለት

ሓቅነት ቅንዕቲ ሃይማኖት ብ ፍላስፋ ክግሃድ ፡ አልመክኑን ቋንቋ ግሪኽ ኮይኑ ትርጓሜኡ ኸኣ ሕቡእ ኣምላኽ ወረደ ወገኑ ኣብ ርሲ ተንሲኦም ሰቐልዎ” ማለት ዩ። ንምሉ ትሕዝቶ...
FB_IMG_1650136856629

ሆሳእና ( 8ይ ሰሙን ጾም )

PDF ሆሳእናሆሳእና22(1) ዮሃንስ 12: 12 -19 12፡ንጽብሒቱ እቲ ንበዓል ዝመጸ ብዙሕ ህዝቢ፡ ኢየሱስ ናብ ኢየሩሳሌም ከም ዚመጽእ ሰሚዑ፡ 13: ጨናፍር ኦም ስየ ኣልዒሎም ኪቕበልዎ ወጹ።...
Screenshot_20220410-184956_Facebook

ኒቆዲሞስ

ኒቆዲሞስ ኣብ ወንጌል ዮሃንስ ምዕራፍ 3 ተጻሒፉልና ከምዘሎ ኒቆዲሞስ መምህር ኣይሁድ ኮይኑ ኣብ ጎይታ ብምሸት እናመጽአ ይመሃር ከምዝነበረ ይምህረና፡።  ንሕናኸ፧ በቢዓቕምናን ፍልጠትናን ንፈልጥ ኢና ንብል!...
f25f60679e22f246a17c26ffaa7fc0e4-1

ጥንተ ስቅለት

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!  ብሰላም እንቛዕ ናብ ጥንተ ስቅለቱ ኣብጸሓና!! 27 መጋቢት (  ጥንተ ስቅለት ) ድሕነት ደቂሰባት ኣብ መስቀል ዝተረጋገጸላ፡ ፍልይቲ መዓልቲ፡...
FB_IMG_1684515130798

ገብርኄር ( እሙን ኣገልጋሊ)

እሙን ኣገልጋሊ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እሙን ኣገልጋሊ ተባሂሉ ዘሎ ኣገልጋሊ ከመይ ዓይነት እዩ?  ማቴዎስ 25 ፡ 14 – 30   14 –  መገሻ ከምዝደለየ እሞ ንገላውኡ...
CamScanner 2023-08-18 23.18_1

ዘደብረዘይት 5ይ ሰሙን

እንቋዕ ብሰላም ናብ ደብረ ዘይት (ፍርቂ ጾም ) ብሰላም ኣብጸሓና፡ ካምኡ’ወን ኣብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጸሓና!!
bed96803d08a3cf1ce3782d6904930c1

መቃርስ ወመቃርዮስ (13 መጋቢት)

ቅዱሳን ኣቦታት ኣባ መቃርስ ወመቃርዮስ መቃርስ ወ መቃርዮስ ( 13 መጋቢት ) እግዚኣብሄር ይመስገን ፡ ፈጣሪናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ንኽንድሕን ክንደይ ምልክትን ተኣምራትን ዘይገበረ ! ፈጣሪ...

ዘመፃጒዕ ( 4ይ ሰሙን )

         መፃጒዕ ዮሐንስ 5፡1-15 1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ። 2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡...
Screenshot_20230306-174404_Gallery

ዘምኲራብ (3ይ ሰሙን)

ዮሐንስ 2፡13-ፍ 13: ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፡ ኢየሱስውን ናብ ኢየሩሳሌም ደየበ። 14: ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ኣብዑርን ኣባጊዕን ኣራግብን ዚሸጡን ሸረፍቲ ተቐሚጦምን ረኸበ። 15:...
..... Loading more posts ....

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.